text
stringlengths
17
109
clove __ ቅንፍር__ ቅርንፉድ__
club __ ወቒዑ__ መታ__
club __ ቤት ወግዒ__ ክበብ__
clutch __ ፈፍሪሲዮን__ ፈፍሬሲን__
coach __ ኣስልጣኒ__ አሰልጣን__
coal __ ፍሓም፣ እምኒ ኽሰል__ ከሰል፣ የድንጋይ ከሰል__
cosat __ ወሰን ባሕሪ__ የባህር ዳርቻ__
coat__ ጁባ (ዝኽደን)__ ኮት፣ ጁባ__
cobra __ ኣፉዑት፣ ተመን__ ዕፍኝ ዓይነት መርዛም እባብ__
cock __ አንዳፍ፣ ኩኩናይ__ አውራ ዶሮ__
cockroach __ ዱዱዕ__ በረሮ__
coffee __ ቡን__ ቡና__
coffee bean __ ጥረ ቡን__ ድፍን ቡና__
coffee pot __ ጀበና__ ጀበና__
coffin __ ናይ ሬሳ ሳዑን፣ ሬሳ __ የሬሳ ሳጥን ፣ሬሳ__
coil __ ጠምጢሙ__ ጠመጠመ__
cold __ ዝሑል__ ቅዝቃዜ__
common cold __ ጉንፋዕ፣ ሳዓል__ ጉንፋን__
colic __ ሕማም መዓንጣ__ የአንጀት ሕመም__
collaborate __ ተሓባቢሩ__ አበረ__
collar __ ናይ ክዳን ኳሌታ__ ኮሌታ__
collegue __ መሰሳርሕተይ፣ ዓርከይ__ የሥራ ጓደኛ__
collect __ ምእካብ__ ሰበሰበ፣ ወሰደ__
college __ ላዕለዋይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ__ ኮሌጅ__
colon __ ዓብይ መዓንጣ__ ትልቅ አንጀት__
colour __ ሕብር__ ቀለም__
colossal __ ኣዚዮ ገዚፍ__ በጣም ትልቅ__
colt __ ዒሊ ናይፈረስ ወይ ናይ ኣድጊ ውላድ__ የፈረስ ወይም የአህያ ውርንጫላ__
column __ ዓንዲ ጋዜጣ ወይ ወይ መጽሓፍ__ አመምድ__
comb__ መዘርገፍ፣ መሰንተር __ ማበጠሪያ፣ ሚዶ__
combat __ ውግዕ__ ውጊያ__
combine __ ሓዋዊሱ__ ቀላቀለ__
combustible __ ነዳዲ__ ነዳጅ__
come __ ምምፃአ__ መጣ፣ ደረሰ__
come across__ ረኺቡ፣ ኣግኒዩ__ አገኘ__
come apart__ ተፈላሊ__ ተለያየ__
comfort __ ጣዕሚ፣ ምጮት__ ምቾት፣ መፅናኛ__
commander __ ኣዛዚ__ አዛዥ__
commence __ ጀሚሩ__ ጀመረ__
comment __ ርእይቶ ማሃብ__ አሰስተያየት መስጠት__
commerce __ ንግዲ__ ንግድ__
commerical __ ናይ ንግዲ__ ነንግድ__
commission __ ውዕለት ፃማ ፅዩ__ ካሣ__
commit one selvf __ ቃል አቲዩ__ ቃል ገባ__
common __ ነናይ ሓባር ፣ልሙድ__ የተለመደ፣ ተራ__
common place __ ዝለተምዶ ቦታ__ የተለመደ ቦታ__
communicable __ ተሓላላፊ__ ተላላፊ__
communique __ መግለጺ__ መግለጫ__
community __ ማሕበረሰብ__ ማህበረሰብ__
communte __ ቀኒሱ__ ቀነሰ፣ አሻሻለ__
companion __ ዓርኪ፣ ማሓዛ__ ጓገኛ__
companionahip __ ብሓደ ምኻን__ አብሮ መሆን__
company __ ከኩባንያ፣ ትካል__ ኩባንያ፣ ጓድ__
compare __ አነፃፂሩ፣ ኣመሳሲሉ__ አነፃፀረ፣ አመሳሰለ__
compartment __ ክፍሊ__ ክፍል፣ ሥፍራ__
compile __ አዳሊ፣ መዝጊቡ__ አዘጋጀ፣ መዘገበ__
complaint __ ኽስ፣ ቕረታ__ ክስ፣ ቅሬታ__
complete __ ፍፁም፣ ምሉእ__ ፍፁም፣ ሙሉ__
complex __ እተሓላለኽ__ የተወሳሰበ__
compliment __ ኣመስጊኑ__ አመሰገነ__
compliment __ ምስግና__ ምሥጋና__
comply __ እሺ ይሉ__ እሺ አለ__
composer __ ደራሲ ደርፊ__ የሙዚቃ ደራሲ__
comrade __ መሓዛ__ ጓደኛ፣ ጓድ__
conceal __ ሓቢኡ__ ደበቀ፣ ሸሸገ__
concede __ ሂቡ፣ ኣሚኑ__ ሰጠ፣ አመነ__
conceited __ ትዕቢተማ፣ ዕቡይ__ ትዕቢተኛ__
concept __ ሓሳብ__ ሀሳብ __
concerted __ ተሓባቢሩ__ የተባበረ__
conciliation __ ዐዕርቂ__ ዕርቅ__
conciliator __ ዓራቒ__ አስታራቂ__
conciliatory __ ኣታዓራቒ__ አስታራቂ__
concur __ ተሰማዕሚዑ፣ ተጋጢሙ__ ተስማማ፣ ተጋጠመ__
concurrence __ ምግናይ፣ ምግጥጣም__ መገናኘት__
concurrently __ በሓደ ግዘ__ ባንድ ጊዜ__
condemn __ ነቒፉ__ አቀፈ__
condense __ ኣሕፂሩ__ አሳጠረ__
condition __ ከጎታት__ ሁኔታ__
conducive __ ረዲኡ፣ አመቺዩ__ ረዳ፣ አመቸ__
conduct __ ፀባይ__ ጠባይ__
confederate __ ተሓባቢሩ__ ተባበረ__
conference __ ጉባኤ፣ ዋዕላ፣ አኼባ__ ስብሰባ__
confess __ ኣሚኑ፣ ገሊፁ__ አመኑ፣ ገለፅ__
confession __ ንስሃ__ ምስሐ__
conifident __ ምስጢረኛ፣ ብዓል ምስጢር__ ምስጢረኛ__
confirmed __ ቆሪፁ፣ ወሲኑ__ የቆረጠ__
confiscate __ ወሪሱ__ ወረሰ__
conflagration __ ሓዊ ባርፅ__ የእሳት ቃጠሎ__
confluence __ ምግናይ፣ ምድማር__ መገናኛ__
conform __ ተስማዕሚዑ__ ተሰማማ__
confounded __ ተደኒቒ__ ተደነቀ__
congeal__ ረጊኡ__ ረጋ__
congest __ አጊዱ__ አገደ__
congregate __ ተኣኪቡ__ ተሰበሰበ__
conjugal __ ምትእታው፣ ምምርዓው__ የጋብቻ__
connection __ ርክብ__ ግንኑነት__
connivance __ ምስምማፅ__ መስማማት__
connive at __ ሸፈፋፊኑ__ ሸፋፈነ__
conscience __ ሕሊና__ ህሊና__
consciousness __ ነብሱ ስሒቱ__ ነፍሱን ሳተ__